
Ghideon Musa
@GhideonMusa • 51,481 subscribers
#Photographer
Shorts
Videos

ባንክ ኤርትራ፡ ኣብ ኢድ ግለ ሰባትን ትካላትን ዘሎ ዓቐን ዘይብሉ ባጤራ ናቕፋ ኣመልኪቱ ሕጋዊ መተሓሳሰቢ ኣውጺኡ። ሕጋዊ መተሓሳሰቢ ነፍስወከፍ ዜጋ ይኹን ትካል ሃገራዊ ባጤራ ናቕፋ ናይ ምጥቃም መሰል ጥራይ ከምዘለዎ ፍሉጥ እዩ። መሰል ጥራይ ዘይኮነ ግን ግቡኣት ምፍጻም ውን ናይ ግድን’ዩ። ሃገራዊ ባጤራ ካብ ባንክታት ወጻኢ ኣብ ኢድ ውልቀ ሰባትን ትካላትን ዓቐን ብዘይብሉ ንዝየ ተወሰነ ግዜ ክተሓዝ ሕጋዊ ኣይኮነን። በዚ መሰረት ካብ ባንክታት ወጻኢ ተታሒዙ ዘሎ ባጤራ ናቕፋ፡ ክሳብ ዕለት 31 ሓምለ 2026 ኣብ ዘሎ ግዜ ኣብ ባንክታት ኣብ ዝርከብ ሕሳባቶም ከእትውዎ ፡ ሕሳብ ዘይብሎም ድማ፡ ሕሳብ ከፊቶም ኣታዊ ክገብርዎ ንሕብር። እዚ ምስ-ዘይግበር ግን ሕጋዊ ስጉምቲ ክውሰድ ምዃኑ ነፍልጥ። ባንክ ኤርትራ
Ghideon Musa20,543 次观看 • 19 天前

ንኺድ ጥራይ ! #Ximdo #ጽምዶ In a spirited initiative to strengthen people-to-people public diplomacy, a delegation from #Sudan 's Hedarib community arrived in Eritrea by car this afternoon, primed to engage in constructive and impactful discussions with the Tessenei administration, aiming to deepen peaceful cooperation and foster enduring ties with neighbouring #Eritrea.
Ghideon Musa14,929 次观看 • 11 个月前