Kassa HaileMariam's banner
Kassa HaileMariam's profile picture

Kassa HaileMariam

@KassaHMariam52,106 subscribers

Human Rights Advocate, Humanitarian, Writer, Public Service

Videos

KassaHMariam's profile picture

እዚ ቪድዮ ቅድሚ ሓሙሽተ ዓመት ኣብ 24 ጥቅምቲ 2013 ሰራዊት ኢትዮጵያን ኤርትራን ኣብ ከባቢ ባድመ ንወራር ምድላዉ እንትገብሩ ዘርኢ እዩ:: ኢትዮጵያን ኤርትራን ብኸም'ዙይ ቅድመ ምድላዉ ገይሮም ዝጀመሩዎ ጀኖሳይዳዊ ወራር እዩ "ሰሜን እዝ ተወቒዑና" ብዝብል ጉልባብ ንትግራይ ከም ተንኳሲት ኩናት ወንጂሎም ንማሕበረሰብ ዓለም ክደናግሩ ዝፈተኑ:: እዙ ቪድዮ ካብ ስልኪ ሓደ ኣባል ሰራዊት ኤርትራ ዝተረኸበ እንትኾን፤ ብቱ ሽዑ ዝነበረ መሓውር ናብ ኣሜሪካ ዝተልኣኸልና እዩ:: ብድሕሪኡ ንሓደ ምዕራባዊ መንግስታዊ መሓውር ቅዳሕ ብምሃብ ኣብ መተኣታተዊ ሰሙን November 2020 ኣብ ዶብ ትግራይን ኤርትራን ምስ ዝነበረ ናይ ሳተላይት መረዳእታ ከፃርዩዎ ተገይሩ እዩ:: ሐዚ ኣብ ሓምሻይ ዓመት ዝኽሪ ጀኖሳይድ ትግራይ ሓደ ሕቶ ንሰብ ፅምዶ ከቕርብ! መንግስቲ ኤርትራ ብውሑዱ ንዙ ሓቂ እዙይ ማለት እውን፤ ኤርትራ ምስ ኢማራትን ኢትዮጵያን ንኣዋርሕ ቅድመ ምድላዉ ገይሮም ኣብ ልዕሊ ትግራይ ወራር ምክያዶምን፤ ድሮናት ኢማራት ካብ ወደባት ኤርትራ እናተበገሳ ብወተሃደራዊ መኮንናት ኢማራት እናተመርሓ ኣብ ልዕሊ ትግራይ ግፍዓዊ ደብዳብ ምፍፃመንን፤ ንማሕበረሰብ ዓለም ከቃልዕ ሕተቱዎ::

Kassa HaileMariam

11,968 просмотров • 8 месяцев назад

Больше нет контента для загрузки