Getachew K Reda's banner
Getachew K Reda's profile picture

Getachew K Reda

@reda_getachew487,204 subscribers

Advisor Minister to the PM on Eastern African Affairs, FDRE; Former President, Tigray Interim Regional Administration

Shorts

Vintage ⁦Tedros Adhanom Ghebreyesus⁩ here, congratulating ⁦kokob Gebru⁩ on her exemplary work.

Vintage ⁦Tedros Adhanom Ghebreyesus⁩ here, congratulating ⁦kokob Gebru⁩ on her exemplary work.

34,514 просмотров

Videos

reda_getachew's profile picture

ብቐዳምነት መልእኽተይ ንመራሕቲ ሰራዊት ትግራይ: ዝሓሸ ወታደራዊ ፍልጠት ከምትውንኑ ብምእማን ዝሓሽ ንትግራይን ንህዝባን ዝጠቅም ውሳነ ክትውስኑ ምተገበአ ኔይሩ:: ሓድነት ህዝቢ ትግራይ ዘሪግካ ንቡርሃንን: ንፋኖን ልዕሊ ኹሉ ድማ ንሻዕብያ ኣሚንካ ፈኸራን ጃህራን ህዝቢ ናብሓደጋ ካብምእታው ወፃኢ ተምፅእዎ ሓደ ለውጢ የለን:: ደብረፅዮንን ፈትለን መሪሖምኹም: ጌታቸው ኣሰፋ መገዲ እናሓበረኩም: ብግፋን ኣስገዳድን ኣራት ኪሎ ክንምለስ ዝብል ምህውታት ቀልጢፍኩም ግደፍዎ:: ኣባላት ሰራዊት ትግራይ ዘገድሰኩምን ከገድሰኩም ዝግባእን ህልውና ህዝቢ ትግራይን ሰላሙን'ምበር ህልውና በፃብዕቲ ዝቑፀሩ ገበነኛታት ክኸውን ኣይግባእን:: ብህይወትኩምን ብኣካልኩም ዝጣላዕ ዘሎ ሓይሊ ይኣክል በልዎ:: ህዝብና ዘለውዎ ናይምንባርን ዘይምንባርን ሕቶ ዓቕሚን ዕድልን እናሃለወናን እናሃለናን ብሰላም ንምለሰሉ መገዲ ጥራሕ እዩ ዘዋፅአና:: ክንዋቓቐስስ ክንፈራረጅስ: መጀመርያ ከም ህዝቢ ንሃሉ: ኣብ ሓዉልቲ ዝነቆጠ ጋንታ ዕግርግር: ኩላ በሪ ዲፕሎማሲ ብዘይተኣደነ ፈኸራን ትፅቢት ሓገዝ ግዳማውያንን ተኣማሚኑ ግስም ኣቢሉ እንተብቅዕ ዓለም ስምዐኒ ዝብል ኣውያት ከስምዕ ምርኣይ ክንደይናይ እንዶ መሪሕነትስ ይትረፍ common sense ውን ዘይብሉ ምኳኑ'ዩ ዘርኢ:: ኣብዝሓለፋ ሒደት ማዕልታትዝነበረ ሃውተተት እዞም ግብረእከያት ክብዛ ቪድዮ ጥራሕ ተኣንገዱለይ::

Getachew K Reda

80,246 просмотров • 1 месяц назад

reda_getachew's profile picture

My brief encounter with BBC Focus on Africa:

Getachew K Reda

68,653 просмотров • 1 год назад

Больше нет контента для загрузки