正在加载视频...
视频加载失败
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
17,347 次观看 • 2 年前 •via X (Twitter)
3 条评论

Wedi Jelhanti 🇪🇷2 年前
ህዝቢ ኤርትራ ናጽነቱ ዋጋ ኣሻሓት ደቁ ከፊሉ ዘረጋገጾ ይኹን ደኣምበር ኣብ ኣህጉራዊ ዓለምና ሕጋውነት ክለብስ ብዝተገበረ ሓያል ሕጋዊ ብልሓት፡ ኣብ መጨረሽታ ብረፈረንደም ክረጋገጽ ሙኻኑ ብዕለት 22-11-1980 ኣብ ሜዳ ተኣውጁ። በዚ መሰረት ድማ ብዕለት 07 ሚያዝያ 1992 ኮሚሺን ረፈረንደም ቖይሙ እቲ ዝድለ ሕጋዊ መስርሕ ጎስጋስ ምስ ተኻየደ ካብ ዕለት 23-25 ሚያዝያ 1993 ህዝቢ ኤርትራ ረፈረንደም ኣካይዱ። ብዕለት 27-04-1993 ድማ ውጽኢት ረፈረንደም ተኣውጁ። ህዝቢ ኤርትራ #እወ ምሉእ ናጽነት ኤርትራ ዝብል ድምጺ 99.8 % ብዓወት ህዝቢ ኤርትራ ድማ ተደምዲሙ. ኣብቲ ዕለት'ቲ ድማ ብወግዒ ልዕላውነት ኤርትራ ተኣውጁ! ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና ኤርትራና ሳላኹም ከም ዓለማ ኮይና።

Bana❤️Eritrea52419912 年前
እንዳ ዘመሩ እንተዝሰቅልዋ ከኣ ዝያዳ ምጣዓመት

Helen Zekarias9 个月前
May that day blessed forever 🙏❤️
