Загрузка видео...
Не удалось загрузить видео
😂😂😂 eway eza sebeyti riesu aziratilu😂🙈
18,878 просмотров • 2 лет назад •via X (Twitter)
Комментарии: 10

Wow 😅🤣😂 ጸባ ስተዪ አንበሲት 🤣😅

Riesu cherewrew kisab ziblo asmiato besimeam😂😂

ቲቲ (ዲቪራ) ኣንበሲት ነዚ ዓሻ መጋበርያ ተበለጽቲ ኮይኑ ብንእስነቱ ዝላገጽሉ ዘለዉ ተማሂሩ ኣብ ልቡ ክምለስ ትጽቢት ንገብረሉ ሜሮን ዓሻ ለብም ርእስኻ ኣስራሓዮ ማዕዳ መዘናኻ ስማዕ እዋይ ብሂወቱ ቀቢራቶ ኣገናዕ ዲቮራ ሎሚ ኢኺ ኣሔጒስክኒ 🇪🇷👏🇪🇷

ንቅሓት ናይዛ ዋዓሮ ናይ ኣዴታታ ዝወረሰት ጅግና፡ መክት ኣብ ነጥቢ ነጥቢ ኣዚዩ መሃሪ ተማሂርሉ ክኸውን ንርእሲኡ ክጥዕሞን ክጠቅሞን ጽቡቅ፡ እዚ ታሪክኻ ንዝድውኑ ግቡእ መልሲ መስመሩ ንዘሰሓቱን ነቶም ብዘይፍላጥ ዝሃለሉን ናብ ልቦም ይምለሶም🐪🇪🇷👏

Da 40 ጌራትሉ ነዚ ፋራ ወዱ One Nation! ጅግና ዋዕሮ ጓል ጀጋኑ ❤️🇪🇷❤️! ጸባ ስተይ ጸባ አስቲኸና 2 🕌⛪️ 9 🇪🇷 1 ❤️

@tesfanews She gave him what he truly deserve. This guy is a middle man. Been playing both sides just to get views. I heard him speak on clubhouse, he is worse. He knows how to pretend, time to clean this dirty individuals since we done washing Sibhat Nega and Tigray 😂 Who is with me ?

@tesfanews እታ ሓፋር ከዳዕ ትብል ቃል ናይ ብሓቂ ትግበኦ እያ።

She dug him alive, the little dog poo, snake and weed.

She did😂

ዲቮራራር ዋዕሮ ነዴታትኪ መሰልኪ 👏🇪🇷👏🇪🇷👏🤣🤣🤣🤣 ሓይላይሲ ኣብኣ ደኣ ብደዎም ዝሞቱ
