Загрузка видео...

Не удалось загрузить видео

На главную

ኣብ መሬት ለሎ ሓቂ! #Tigray

14,750 просмотров • 2 лет назад •via X (Twitter)

Комментарии: 10

Фото профиля Proud 2b Eritrean
Proud 2b Eritrean2 лет назад

This is tragic, I hope it resolves quickly. Before the war, 1.5m Tigrayans relied on safety net. Aid is like a pill that numbs the pain, if you take it too often, you get addicted. It's crippling. I hope Tigrayans, once they get through these difficult times would say no to aid.

Фото профиля FevenG
FevenG2 лет назад

mehizeni

Фото профиля ኣሽናፊ☭
ኣሽናፊ☭2 лет назад

@oroba23 ፀኒሑ እዩ

Фото профиля ሓድጋት HADGAT
ሓድጋት HADGAT2 лет назад

@oroba23 ናይ መኣዝ?

Фото профиля richy
richy2 лет назад

💔💔💔

Фото профиля biniam
biniam2 лет назад

@maerg5 Abiy ብኽንደይ ጣዕሙ

Фото профиля EthioEri
EthioEri2 лет назад

😭😭😭☺️

Фото профиля ሓረግ ትግራይወቲ
ሓረግ ትግራይወቲ2 лет назад

😭😢

Фото профиля TOM 🎯
TOM 🎯2 лет назад

@AbiyAhmedAli ኣታ 7 ዘርእካ ይርገፍዋ ሰብ ይረግፍ ኣሎ 😬

Фото профиля ቆምጨ 🇵🇸🔻
ቆምጨ 🇵🇸🔻2 лет назад

You were being told the fact in the ground for the past 3 years moron

Похожие видео

እዚ ቪድዮ ቅድሚ ሓሙሽተ ዓመት ኣብ 24 ጥቅምቲ 2013 ሰራዊት ኢትዮጵያን ኤርትራን ኣብ ከባቢ ባድመ ንወራር ምድላዉ እንትገብሩ ዘርኢ እዩ:: ኢትዮጵያን ኤርትራን ብኸም'ዙይ ቅድመ ምድላዉ ገይሮም ዝጀመሩዎ ጀኖሳይዳዊ ወራር እዩ "ሰሜን እዝ ተወቒዑና" ብዝብል ጉልባብ ንትግራይ ከም ተንኳሲት ኩናት ወንጂሎም ንማሕበረሰብ ዓለም ክደናግሩ ዝፈተኑ:: እዙ ቪድዮ ካብ ስልኪ ሓደ ኣባል ሰራዊት ኤርትራ ዝተረኸበ እንትኾን፤ ብቱ ሽዑ ዝነበረ መሓውር ናብ ኣሜሪካ ዝተልኣኸልና እዩ:: ብድሕሪኡ ንሓደ ምዕራባዊ መንግስታዊ መሓውር ቅዳሕ ብምሃብ ኣብ መተኣታተዊ ሰሙን November 2020 ኣብ ዶብ ትግራይን ኤርትራን ምስ ዝነበረ ናይ ሳተላይት መረዳእታ ከፃርዩዎ ተገይሩ እዩ:: ሐዚ ኣብ ሓምሻይ ዓመት ዝኽሪ ጀኖሳይድ ትግራይ ሓደ ሕቶ ንሰብ ፅምዶ ከቕርብ! መንግስቲ ኤርትራ ብውሑዱ ንዙ ሓቂ እዙይ ማለት እውን፤ ኤርትራ ምስ ኢማራትን ኢትዮጵያን ንኣዋርሕ ቅድመ ምድላዉ ገይሮም ኣብ ልዕሊ ትግራይ ወራር ምክያዶምን፤ ድሮናት ኢማራት ካብ ወደባት ኤርትራ እናተበገሳ ብወተሃደራዊ መኮንናት ኢማራት እናተመርሓ ኣብ ልዕሊ ትግራይ ግፍዓዊ ደብዳብ ምፍፃመንን፤ ንማሕበረሰብ ዓለም ከቃልዕ ሕተቱዎ::

Kassa HaileMariam

11,966 просмотров • 8 месяцев назад

ወይኖ - ወይኖ - ወይኖና ወይኖ - ወይኖ - ወይኖና ኣቲ #ሓላል መሬት - #ባሕሪ ዝቅናትኪ ወሊድኪ ኢኺ #ጀጋኑ እዬም ደቅኺ #ተስይፎም እዬም ከድሕኑ #ነዓኺ ኣቲ #ጁግና መሬት - ባሕሪ ዝቅናትኪ #ወሊድኪ ኢኺ ጀጋኑ እዬም #ደቅኺ ተስይፎም እዬም #ከድሕኑ ነዓኺ ሩባ #ኣልጌን ሳላ ዝኸለዐ ሩባ #ሓዳዱ ሳላ ዝተገድፈ #ሓልሓል ጎልጎል ሳላ ዝሓደረ ዋልታ #ደንደን ሳላ ዝገጠመ ቀዝሒ ኾይኑ፡ #ሸቅሪርዎም ንመሸቱ #ዛሕዛሕ ኮይኑ #ኣውያት ኮይኑ ፡ #ቀጺዕዎም ከይምለሱ #ነሓዋሩ ሚሂርዎም -ነሓዋሩ ኣብ #ሰሊና ሳላ ዝተተኽለ ዒላ #በርዕድ ሳላ ዝዋዓለ ምኽሪ #ምዝላቅ ሳላ ዝመኸረ ዕስለ #ታንኪ ሳላ ዝኸተረ ንመሸቱ #ዛሕዛሕ ኮይኑ #ኣውያት ኮይኑ ፡ ቀጺዕዎም ከይምለሱ ነሓዋሩ ሚሂርዎም -ነሓዋሩ ወይኖ ወይኖ ወይኖና ወይኖ ወይኖ ወይኖና #ዓራግልእ ሳላ ዝተሳሕለ ናብ #ዓራርብ ሳላ ዝጻዓረ #ጻሓይ ንግሆ ሳላ ዝጸወረ ኣብ #ዓንበርበብ ሳላ ዝዓተረ #ወርቂ ኾይኑ ፡ #ወርቂ ኾይኑ መጋርያ #ሓዊ ዝሓለፈ ተፈተነ #ብኹሉ ጎኑ ዝደልደለ ዓረ #መንነቱ ዘምስከረ ወይኖ #ወይኖ ወይኖና ወይኖ #ወይኖ ወይኖና ምጻት ደቅኺ ሓሊፍ ብርሃን እምነት ገዲፍ ኣንቲ ሓላል መሬት ደላይት ናጽነት ዘመን ተመሊሱ ሰቲ ተነስኒሱ ጋማኺ ክትኣስሪ ክዳንኪ ግበሪ ወይኖ #ወይኖ ወይኖና ወይኖ #ወይኖ ወይኖና Sing Credit: TesfaldetBerged Weini_Kelati #Eritrea

Tewerwari-Ezi

13,981 просмотров • 1 год назад