11 条评论
评论来自 X (Twitter) 上的原帖

@RIMEY1991
ዶ ካኣ: ክሰርቀኒ ዝርኣክዎስ ክመልሰለይ ነይኣምኖ።
14 个赞

@togoda_com
Togoda is Google on Steroids with AI summaries . 🚀 The only thematic AI search engine.👀 It's 100% private with third party proxy. 🧨 Try it today & experience the difference! 👉Follow us @togoda_com 👈 🚀Help us grow & share this post!🚀
1,819 个赞

@gere_habte23891
ቶማስ ናይ ቤት ገርግሽ ጽባሕ ክኣ ካልእ ትብል ኣይትእመን ትግራዋይ ማራ እንተኮነ ሕያዋይ ኩሉ ሰሪ ብኣኹም ዝመጸ'ዩ
10 个赞

@ProEritrea
እታ ጠዋይ ልቢ ኣብ ቦትኣ እያ ዘላ እታ በትርና ድማ ኣብ ቦትኣ ክትህሎ እያ
11 个赞

@tesfanews
ወይ ግዜ ... 😆
7 个赞

@EllaElla1422591
ወይለይ😳 ለቢማባ ወዲ!😂
6 个赞

@ProEritrea
ጠዋይ ልቢ ፈጺማ ኣይትልብምን እያ 😆
6 个赞

@andemaria2
እታ ጥውይቲ ልቡ አብ ቦትአ አላ፡እታ ጥውይዋይ መልሐሱ ከአ ካልእ ክትዛረብ እያ ጽባሕ። እተን ጭፍራ በዛ ዘይእድብቲ መልሐሱ ከጥፍእኦ እየን አብዚሕዎ አሎ እቲ ሀለፍለፍ።
6 个赞

@Kube_Kube90
Very true.
5 个赞

@EriTech91
ኣድዮ፣ ጅጋን ጅግና ምዃኑ ድዩ 🤣🤣
5 个赞

@YosiTek
ጽግዕ ጽግዕ ጀሚሮም እዞም ኣትማን! ነፋሒቶታት 'Fair_weather_friends'.....
3 个赞
